ኣገደስቲ ሓበሬታት
- ካብ ትጽቢት ንታሕቲ ዝኮነ ንብረት ፣ኣብ ውሽጢ 14 መዓልታት ብናጻ ክምለስ ይከኣል ኢዩ።
- መምለሲ ክፍሊት ናባኩም።
- በዓቀን ዝተሰርሐ ንብረት ክምለስ ኣይከኣልን ኢዩ።
- ኩሉ ዓይነት ኣጎልጉሎት በዓቀን ስለዝኮነ ድሕሪ መሪጽኩም ምርካብኩም ፣ብናትኩም ወጻኢ ክመሓየሽ እንበር ክስረዝ ኣይከኣልን ።
- ኣድራሻና wulpstraat 27 , 7471 GD , Goor , Nederland
We gebruiken cookies om je een betere gebruikerservaring op deze website te bieden.Cookie Policy