Skip to Content

ዝህቦም ኣጎልጉሎት

መለለዪ ኣርማ

መለለዪ ኣርማ ሓደ ካብ እቶም መሰረታዊያን ኣገደስቲ ንትካል ኢዮም ፣ ከመይ ሲ ዓማዊልና  ብ ኣርማና ኢዮም ዝፈልጡናን ዝዝኩሩናን።

ኣክብና ንትካልኩም  ዝገልጽ ዓይነት ፣ብዝደለኹሞ ዓይነቱን  ፣ ሕብሩን  ትሰርሕ ኢያ።

ርኸቡኒ

መወዓዊዒ ፖስተር

ብዘይ መወዓወዒ  ኣታዊ የለን   ነዚ ብምግንዛብ ኣክብና ን መራከቢ ብዙሓት  ዝከውን ብመልክዕ ፖስታ  ከም ዝደለኹሞ ዓይነቱን መልእኽቱን  ኣብ ሓጺር ግዜ ሰሪሓ ተረክብ ኢያ።

ርኽቡኒ

ምሕዳስ መለለዪ ኣርማ

መለለዪ ኣርማና  ነኣሽቱ ነገራት ከም  ሕብሪ ፣ ዓይነት ጽሕፈት  ካልእ ኪንቅይሮ እንተ ደሊኹም  ኣክብና ድልየታትኩም ኣንቢባ  ከም ዝደለኹሞ ትሰርሓልኩም ኢያ።

ርኸቡ​ኒ

ናይ ኢንተርነት ዱካ​ን

ኣክብና ናይ ኢንተርነት ዱካን ሰሪሓ ከመይ ይመሓደር ኣስተምሂራ ተረክብ ኢያ

ምምሕዳሩ ዝምልከት ክሳብ ትለምድዎ ድጋፍ ትህብ ኢያ።

ርኸቡኒ

ዝልጠፍ መወዓውዒ

ኣክብና ኣብ መኪና ዝልጠፍ   ኣርማ   ብዝደለኹሞ  ዓቀንን ዓይነትን  ትሰርሕ ኢያ 

ርኸቡኒ

 ገለ ካብ ስርሐይ

ተወሲኺ ሓበሬታ እንተ ደሎኹም በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻይ ርኸቡኒ።