Skip to Content

ንብረት

ንሰብ ዱካን ዋጋ ቀኒሰ፣ ንግለ ሰብን ብዝተመጣተነ ዋጋን ብሉጽ ንብረት  ዝሽየጥ ኣሎኒ ኢዩ።

Social Media

akbna
Shop

ኣጎልጉሎት

ንወነንቲ ትካል ከም ኣርማ፣ ናይ ኢንተርነት ዱካን፣ መወዓዊዒ ፖስተር፣ ናይ ዝርዝር መግብን ካልእን  ይሰርሕ ኢየ።

Social Media

 
ርኸቡኒ

ኣጎልጉሎት

ዝርዝር ኣክብና እትህቦም ኣጎልጉሎት ዓይነቱን ዋጉኡን ኣብ ታሕቲ ኣሉኩም ተዓዘቡ።

ንዱካን
€ 199

መሰረታዊያን ንወነንቲ ድካን ዘድልዩ  ብጥማር

ርኸቡኒ
  •  መለለዪ ኣርማ
  •  ናይ ኢንተርነት ዱካን  (ዘድሊ ሓገዝ  ኣብ ምምሕዳሩ)
  •  ፖስታ ትከፍትሉ ግዜ ዝልጠፍ ኣብ ቤትሮ
  • መወዓውዒ  ፖስተር 
  •  ምልጣፍ ኣብ ቤትሮ ባዕልኹም
ንቀምቀምትን መሸጥትን
€ 99

መሰረታዊያን ንወነንቲ ትካል  ቀምቀምቲ ወይ ከኣ መሸጥቲ ዘድልዩ  ብጥማር  

ርኸቡኒ
  •  መለለዪ ኣርማ
  •  ጽቡቅ  ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዝርዝር ዋጋ
  •  ፖስታ ትከፍትሉ ግዜ ዝልጠፍ ኣብ ቤትሮ
  •  ምልጣፍ ኣብ ቤትሮ ባዕልኹም
ንዳ መግብን መስተን
€ 249 

መሰረታዊያን ንወነንቲንዳ መግብን መስተን ዘድልዩ  ብጥማር

ርኽቡኒ
  • መለለዪ ኣርማ
  •  ናይ ኢንተርነት ዱካን  (ዘድሊ ሓገዝ  ኣብ ምምሕዳሩ)
  •  ፖስታ ትከፍትሉ ግዜ ዝልጠፍ ኣብ ቤትሮ
  • መወዓውዒ  ፖስተር 
  • ጽቡቅ  ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዝርዝር ዋጋ(ብዝሒ20)
  •  ምልጣፍ ኣብ ቤትሮ ባዕልኹም

ንብረት

Your Dynamic Snippet will be displayed here... This message is displayed because you did not provide both a filter and a template to use.